ሎሚ ቀዳም ኣብ ዝተቓንዐ፡ 131.5 ኪሎ-ሜተር ካብ ንያንዛ ናብ ኪጋሉ ዝተሰርዐ ሻዱሻይ መድረኽ ውድድር ዙር ሩዋንዳ ብዓወት ኣባል ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ናሆም ዘርኣይ ክፍጸም እንከሎ፡ ንቐዳማይ ...
Africa Centers for Disease Control and Prevention said Thursday a mysterious illness in northwest Congo that has surpassed ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ኮንጎ፡ ብሰኑይ ንቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ከም ዝሓበሮ፡ ኣብ ወርሒ ጥሪ ድሕሪ ዝጀመረ ኲናት ሰሜን ኮንጎ ዛጊት ልዕሊ ሸውዓተ ሽሕ ህዝቢ ...
ብዛዕባ ኣብ ዩክሬን ንዘሎ ፍሉይ ማዕድናት ውዕል ክፍርሙ ትጽቢት ዝተገብረሎም ፕረዚደንታ ዶናልድ ትራምፕን ቮልድይመር ዘለንስኪን፡ ብዘይ ፍረ እሞ ድማ ብዓውታን ቆይቂን ተበቲኑ። ርክብ እቶም ክልተ ...
ዝተሓደሰ--ኣብ መንጎ ሓማስን እስራኤልን ተበጺሑ ዝጸንሐ ስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦታት ንምቕጻሉ ኣብ ካይሮ ግብጺ ትማሊ ሓሙስ ዝርርብ ከም ዝተኻየደ ሚኒስትሪ ዜና ግብጺ ኣመልኪቱ። ቀዳማይ ገጽ ናይቲ ...
“ዊነር ኪድስ” ዝተሰምየ መደብ፡ ህጻናት ብሕልፊ ድማ እቶም ናይ ኣእምሮ ድሩትነት ዘለዎም ወገናት ንምንባብን ምስትምሃርን ዝሕግዝ መደብ’ዩ። ኣዳለውቲ እዚ ፕሮግራም ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኤርትራ ...
ሓደ ካብ ዓበይቲ መዓርፎ ነፈርቲ ጀርመን ዝኾነ ሙኒክ፡ ሰራሕተኛታቱ ንኽልተ መዓልታት ብዘካየድዎ ኣድማ ብኣማኢት ዝቑጸር በረራታት ተሰሪዙ። ብመሰረት ወሃቢ-ቃል እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ካብ 380 ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ሓሙስ ከባቢ ሰዓት 10፡00 ንግሆ ብኣቆጻጽራ ሰዓት መቓዲሾ ኣትዩ፡ ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ ሰዓታት ጻንሖትን ምርኻብ ምስ ላዕለዎት ሰብ-መዚን እታ ሃገር ...
ኣብ ሕክምና ጽዑቕ ክንክን ዝግበረሎም ዘሎ ወዲ 88 ዓመት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሎካዊት ቤተ ክርስትያን ፍራንሲስ፡ በቲ ተጠቒዖምሉ ዘለዉ ኒሞንያ ኣብ ከቢድ ኩነታት እኳ እንተለዉ፡ ናብ ሎሚ ሰሉስ ...
እቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ አበባ ዝሳለጥ ዘሎ ኮረዲዮ ልምዓት፡ ንጉዱኣት ኣካል ንስእነት ስራሕ የሳጥሖም ኣሎ ክብል፡ ማሕበር ጉድኣት ኣካል እታ ከተማ ከሲሱ። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብወገኑ፡ እቲ ...
ንምንጭታት ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ሶማሊያ ብምውካስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ከም ዘስፈሮ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ጽባሕ ሓሙስ ንከተማ መቓዲሾ ሶማሊያ ክበጽሕ መደብ ሒዙ ኣሎ። ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ ጀሚሩ ኣብ ማእሰርቲ ዝፀንሑ ዳያኑ ኩሎም ከምዝተፈትሑ ማሕበር ዳያኑ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ወኪል እቲ ማሕበር ኣቶ ብርሃኑ ኣሳሳ እቶ ኣብ ...